ልሳን ህጻናት ንzementoys ኣኸቲላ ብዝሓየለ መልክዑ ተሰሪሓ፡ ብድምጺ ብጹሑፍ ከምኡ ድማ ንህጻናት ብሕቶን መልስን ብዘለዎ ኣገባብ ተሰሪሓ ውጽኢታዊ ኣበርክቶ ኣብ ህጻናት እትገብር ተቐሪባ ኣላ። እዛ ልሳን ህጻናት ኣገዳስነት ቋንቋ እንግሊዝውን ኣብ ግምት ብምእታው ልክዕ ከምቲ ናይ ትግርኛ እንግሊዘኛ እውን ዘካተተት ኢያ።
Lisan Hitsanat -ልሳን ህጻናት
399,00 kr
Audio Book
English & Tigrinya
With more than 500 words
Tomt på lager
Produktnr: 101021
Kategorier: Bøker, Elektronikk